ሓበሬታ ንኽልኹም ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ተቐማጦ ሃገረ ስዊድን ስቶክሆሎምን ከባቢአን ብምኽንያት  24  ግንቦት  መዓልቲ  ናጽነት  ኤርትራ  ህዝብና  ነቲ  ብመስዋእትን  ስንክልናን  አሽሓት ደቁ  ህያው  ዝኾነ  መዓልቲ  ናጽነት  ንምዝካር  አብ  ዝሸባሸበሉ  ዘሎ  ግዜ  በቲ  ካልእ  ወገን  ድማ  ባህግናን  ትምኒትናን  ተጨዊዩ  ኤርትራዊ  አብ  ገዛእ  ሃገሩ  ሰብኣዊ  ክብሩ  ተገፊፉ  አደዳ  ግፍዕን  ማእሰርትን  ስደትን  ብምኻን  ንኽትሰምዖን  ንኽትሪኦን  ዘሰንብድ  ጭካነ [...]

 

ናይ ህዝቢ ኣኼባ ምስ ኣ/መ ፈጻሚ ቤ/ጽ ሃገራዊ ባይቶ ኣብ ስቶክሆልም ኣብ‘ቲ ብ”መርበብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንሰላም ” ዝተዳለወ ስሚናር ንምስታፍ ተዓዲሙ ኣብ ሽወደን ዑደት ኣብ ዘካይደሉ ዘሎ ግዜ፡ ተጋዳላይ ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብዛዕባ ህልዊ ፖለቲካዊ ኩነታትን ግደ ሃገራዊ ባይቶን ንምዝታይ፡ ምስ ሓፋሽ ህዝብና ኣብ ስቶክሆልም [...]

 

ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ኦታዋ ዕድመ መበል 21 ዓመት ጽምብል ናጽነት ንዕለት 25/ 5/ 2012 ሕጋዊ ማሕበረሰብ ኦታዋ መበል 21 ዓመት ባዓል ናጽነት ኤርትራ ን11 ተኸታታሊ ዓመታት ድሕሪ ምብዓልሎሚ እውን ከምቲ ሑሉፍ ልምድን ኣገባብን ንዝኾነ ኤርትራውን መሓዙት ፖሎቲካውን ሃይማኖታውን ዝምባለ ብዘየገድስ ምዕቡልሃገራዊ ባህሊን ልምድን ብዘንጸባርቕ መንፈስ ባዓል ምስ ሙዚቃ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ ኩሉ ንኽሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም ። [...]

 
ንሃገረና ኤርትራን ህዝባን ካብ ብርሰትን ምብትታንን ንምድሓን ሕጂ ንበገስ

ብ24 ግንቦት 1993 ብመስርሕ ዕዉት ረፈንዶም ኤሪትራ ሃገርና አህግራዊ ተፈላጥነት ዝረከበት ልኡላዊት ሃገር ክትከዉን ትብቃዕ ደአንበር በትሪ ስልጣን ዝጨበጠ ጉጅለ ህዝባዊ ግንባር (ናይ ሕጂ ህግደፍ) ፖለቲካዉን ደሞክራስያዉን ሰብአዉን መሰል ህዝቢ ኤርትራ ጨፍሊቑ በሓቲ አረአእይኡ ስለ ዘንገሰ ህዝቢ ኤርትራ አብ ሓዲሽ ናይ ቃልስን ተቓዉሞን መድረክ ንክአቱ ተገዲዱ ከም ዝርከብ ንኩሉ ቡሩህ እዩ። እኖሆ ድማ  ማዕበል ዉጹዕ [...]

 
ኣብ ምድረበዳ ሲናይ ኣብ ልዕሊ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝፍጸም ዘሎ ጭውያን ግፍዕታትን ገና ብዝኸፍአ መልክዑ ይቕጽል ኣሎ።

ኣብ ምድረበዳ ሲናይ ኣብ ልዕሊ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ብበደዊን ዝፍጸም ዘሎ ጭውያን ግፍዕታትን ዓመጽን ብዝኸፍአ መልክዑ ገና ይቕጽል ከምዘሎ ተጣባቒት ስደተኛታት ዝኾነት ግድስቲ ኤርትራዊት ዶር ኣልጋይነሽ ጋንዲ ንድምጺ ኣሰና ሓቢራ። ንሳ፡ ኣብዚ ቐረባ መዓልታት፡ ኣብ ትሕቲ መሬት ከም ጅሆ ተታሒዞም ክሳቐዩ ዝጸንሑ ካብ 12-16 ዝዕድሚኦም ቆልዑ ዝርከቡዎም 37 ኤርትራውያን ዓቕሎም ጸቢቡዎም ክሃድሙ ምስ ፈተኑ 25 [...]

 
ንሃገረና ኤርትራን ህዝባን ካብ ብርሰትን ምብትታንን ንምድሓን ሕጂ ንበገስ

ብ24 ግንቦት 1993 ብመስርሕ ዕዉት ረፈንዶም ኤሪትራ ሃገርና አህግራዊ ተፈላጥነት ዝረከበት ልኡላዊት ሃገር ክትከዉን ትብቃዕ ደአንበር በትሪ ስልጣን ዝጨበጠ ጉጅለ ህዝባዊ ግንባር (ናይ ሕጂ ህግደፍ) ፖለቲካዉን ደሞክራስያዉን ሰብአዉን መሰል ህዝቢ ኤርትራ ጨፍሊቑ በሓቲ አረአእይኡ ስለ ዘንገሰ ህዝቢ ኤርትራ አብ ሓዲሽ ናይ ቃልስን ተቓዉሞን መድረክ ንክአቱ ተገዲዱ ከም ዝርከብ ንኩሉ ቡሩህ እዩ። እኖሆ ድማ  ማዕበል ዉጹዕ [...]

 
ኣይትርኣዮ ገንሸል

  ክኾነለይ ኢልካ ጸላም ተቐንጢጡ ብርሃን ኣብ ደምበኻ ክደምቕ ብስማካ ፈልሲ ተተኺሉ ኣብ ቀጽሪ መቓብርካ ከጉላዕልዕ ክጸድቕ ማዕረ-ማዕሪኡ ‘ውን እቲ መሻግርትኻ ውጹዕ ህዝቢ ኣብ ራህዋ ኮይኑ፣ ስለ ዓጽመ-ደምካ ከመስግን ክምርቕ እታ ብነጠብጣብ ደምካ ዝተጻሕፈት ሓረግ ናይ ለበዎ ምስላ ጠፊኡና ናይ’ቶም ጠለምትኻ ነብሰ-ፍትወት ዓብሊልዋ እቲ ደምካ እናዛረየ መሬት እናጨቀወ ኣብ ኣፍ ሞት እናተስሓግካ ገጽካ ናጸምለወ፣ ሰሚዕናዮ [...]

 
ናይ መጠረሽታ ድግስ ህ.ግ.ደ.ፍ! ሚኪኤል እምባየ(ኣራንቺ)

“ናጽነት ማለት፣  ናጽነት ህዝብን ሃገርን እምበር፡ ናጽነት መሬት ጥራይ ኣይኮነን፡፡ሓደ ካብ ክልቲኡ እንተዘየለ ናጽነት ክበሃል ኣይክእልን ኢዩ፡፡ስለዚ በይኑ ሉኡላውነት ናጽነት መሬት ጥራይ መዓቀኒ ክብርን መሰልን ደቂ ሰባት ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ፡፡”  እዚ ወርቃዊ ቃላት እዚ ኣብ ኣርባዓታት ሓርበኛ ኣቦና ኣቶ ወልድኣብ ወልደማርያም ዝበልዎ ኢዩ፡፡ጽሑፈይ በዚ ኣርሒቑ ዝጠመተ ሓቀኛ ትርጉም ናጽነት እየ ክፍልሞ መሪጸ፡፡እቲ ምንታይ ህዝቢ ኤርትራ ዘይከም [...]

 
ምጽንባልስ ይጽንበል ኣሎ….ብኣማኑኤል ማህደረ

እነሆ ብድምጽና ዘይመረጽናዮ ስርዓት ኣብ ሃገርና ካብ ዝነግስ 21 ዓመቱ መሊኡ። መበል 21 ዓመት ዕለተ ልደት ሓዳስ ሃገር ይበዓል ኣሎ። ብመሰረቱ ሃገር ማለት ህዝቢ ካብ ኮነ እቲ ሕጂ ዝጽንበል ዘሎ በዓል፡ ዕለተ ሓርነት ሃገር እምበር ዕለተ ሓርነት ህዝቢ ጌርና ንርድኦ ከይንህሉ ተስፋ እገብር። **** መግዛእታዊ ሓይሊ ካብ መሬት ሃገርና ተባሪሩ ድሕሪ ምዉጽኡ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ [...]

 
ንዳግማይ ቅያ፡ ሎሚ’ውን ንሓርነታዊ መስተንክር ብሓባር ንልዓል !!!

 “ ኣብ’ዛ ዓለም ተገዲዱ እንተዘይኮይኑ መስልካን ሓርነትካን ዝፈልጠልካ ሓደ’ዃ የልቦን። ንዝተመንዝዔ መሰልኻን ሓርነትካን ክትመልስ ክትቃልስ ናይ ግድን ኢዩ። እንተዝይኮነ ተኹላ እንዳሃለው በጊዕ ክትኸውን እንተመሪጽኻ ምብላዕካ ኣይተርፍን ኢዩ።” ኣባ ተወልደብርሃን ጸጋይ ቅድሚ ዕስራን ሓደን ዓመት ከምዚ ዘሎናዮ ወቅቲ ከም ህዝቢ ሓደ ንዓለም ክትኣምኖ ዘጸግም መስተንክራዊ ዓወት ተጎናጺፍና። ኣብ ምዕራፋት ካብ’ቲ ንፍትሒ ዝተካየደ ቃልሲታት ድማ ሓደ ገጽ ኣብ [...]

 
21 ዓመታት ስማዊ ናጽነት ኣብ ቆርኒ ሰልሚ ጊላነት

ኤርትራ ሃገርና ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ካብ ትገላገል እንሆ መበል 21 ዓመታ ዝመጽእ 24 ግንቦት’ዩ። ኣብ’ዚ 21 ዓመታት ግን ናጽነት ስማዊ ድኣ ‘ምበር ተግባራዊ ከይኮነ’ዩ ጸኒሑ። ምኽንያቱ ትርጉም ናጽነት ነዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ሃዋሁው ስለ ዘይውክል። ብኣንጻሩ’ኳ ድኣ ባርነታዊ ሂወት ዝተንጸባረቐሉ ምትሓዝ ጅሆ መንእሰያትን ብሓፈሽኡ ህዝባዊ ምብስባስን ዝተርኣየሉ ጸልማት’ዩ ኔሩ። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ እዋን ቃልሲ ንናጽነት [...]

 

ከም ዝፍለጥ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ታሪኽ ብረታዊ ቃልሱ ዘይሃስስ በሰላ ዝገደፈሉ ናይ ውድባት ዘይምስምማዕን ምፍንጫል ጉጅለታትን ብዓቢኡ ውግእ ሓድሕድን ከም ዝነበረ ዝይክሓድ ሓቂ’ዩ። በዚ ምምቕቓል’ዚ ዝሰክሐ ህዝቢ ድማ መብዛሕትኡ ክሳብ ሎሚ እናተረግጸን እናተወጽዐን ይነብር ኣሎ። ኣብ’ዚ ሎሚ እዋን ኣንጻር’ዚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ማእለያ ዘይብሉ ግፍዕታት ዝፍጽም ዘሎ ጉጅለ ህግደፍ ተላዒሉ ዘሎ ተቓውሞ ደምበ፣ ግስጋሰኡ ካብ [...]

 

ሓበሬታ ንኽልኹም ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ተቐማጦ ሃገረ ስዊድን ስቶክሆሎምን ከባቢአን ብምኽንያት 24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ህዝብና ነቲ ብመስዋእትን ስንክልናን አሽሓት ደቁ ህያው ዝኾነ መዓልቲ ናጽነት ንምዝካር አብ ዝሸባሸበሉ ዘሎ ግዜ በቲ ካልእ ወገን ድማ ባህግናን ትምኒትናን ተጨዊዩ ኤርትራዊ አብ ገዛእ ሃገሩ ሰብኣዊ ክብሩ ተገፊፉ አደዳ ግፍዕን ማእሰርትን ስደትን ብምኻን ንኽትሰምዖን ንኽትሪኦን ዘሰንብድ ጭካነ ዝመልኦ [...]

 

ብቀዳም ዕለት 5 ግንቦት 2012 ህጹጽን ኣገዳሲን ኣኼባ ተኻይዱ። ትሕዝቶ ኣኼባ ድማ ብጉዳይ ህዝብናን ሃገርናን ዝኸይድ ዘሎ ህጹጽ ምዕብልናታትን: ብጉዳይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራሲ ለውጢ ኣብ ከተማናን ከባቢናን: ካብኡ ቀጺልና’ውን ግንቦት 24 2012 መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር ብደለይቲ ለውጢ መንእሰያት ኤርትራ ዝተበገሰ ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ ምክያድ ሰላማዊ ሰልፊ ኣልዕልና ንምዝርራብ ዝኣክል ኢ’ዩ ነይሩ። ኣብ [...]

 
ካብ ቤ/ጽ ሚ/ሪ ምክልኻል ባለነኪ ‘’ሕክያ’’ 3ይ ክፋል

PDF  ንምንባብ>>>>HikyaPart03  ሕክያ’’ 3ይ ክፋል PDF ንምንባብ>>>> HikyaPart02  ሕክያ’’ 2ይ ክፋል ኣብ ዝሓለፉ ሳምንቲ ኣብ ሃገርና ብዓይነቱ ሓዱሽ ዝኾነ ፖለቲካዊ ቅልውላው ተራእዩ፡፡ ጠንቂ እዚ ሓዱሽ ቅልውላው ከኣ ብዙሓት ሰባት ዝተፈላለየ ትንታነታት ክህብሉ ቀንዮም፡፡ ናይ ዝተፈላለዩ ሰባት ባዕላዊ ትንታነታት ንጎኒ ገዲፈ ኢሳይያስ ምሕማሙ ግን ርጉጽ’ዩ፡፡ ሕማም ኢሳይያስ ደረጅኡ ክብን ለጠቕን ይበል’ምበር ዝጸንሐ ብዛዕባ ምኻኑኣየጠራጥርን፡፡ 2011 ኣብዞባ ጋሽ ባርካ ኣብ ዑደትእንከሎ ሃንደበት [...]

 
 ክቡራት በጻሕቲ መርበብ ሓበሬታ ማሕታ.ኔት www.mahta.net ምሩጻት ዜማታት ንምስማዕ ኣብ የማንኩም ዘሎ  PLAYLIST ጠውቑ !

   

The Party

EPDP worldwide is a democratic political party built on grass roots support and the work of Eritrean activists & volunteers. We stand for Democracy, Freedom, Human Rights... We want a constitutional Eritrea where all its citizens are protected under the constitutional rule of of the law of the land....

Get Active

Your country needs you.

Dictator Isaias Afewerki Must Go!!! Demonstration


© 2012 My Blog ©2012 mahta.net Suffusion theme by Sayontan Sinha