ቃለ-መሕትት ምስ ተጋዳላይ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም. PDF

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መርበብ ማሕታ ኔት፡ www.mahta.net ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ምስ ሬድዮ ኤረና ሰፊሕ ቃለ መሕትት ኣካይዱስ ኣብ ኣርባዕተ ተኸታተልቲ መደባት ተቓሊሑ ከምዝነበረ እቶም ድምጺ ኤረና ዝተኸታተልኩም ሰሚዕኩሞ ኣለኹም። ኣምባሳደር ኣድሓኖም ኣብቲ ምስ ሬድዮ ኤረና ዝገበሮ ቓለ መሕትት ንምስክርነት ታሪኽ ዝምልከት ዘልዓሎን፡ ንመጻኢ ታሪኽ ወለዶታት ከም ስንቂ ምርምር ንኸገልግል ካብ መዘናታቱን መቓልስቱን ብተመሳሳሊ [...]

 
ቃለ-መሕትት ምስ ተጋዳላይ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም

ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ መርበብ ማሕታ ኔት፡ www.mahta.net ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ምስ ሬድዮ ኤረና ሰፊሕ ቃለ መሕትት ኣካይዱስ ኣብ ኣርባዕተ ተኸታተልቲ መደባት ተቓሊሑ ከምዝነበረ እቶም ድምጺ ኤረና ዝተኸታተልኩም ሰሚዕኩሞ ኣለኹም። ኣምባሳደር ኣድሓኖም ኣብቲ ምስ ሬድዮ ኤረና ዝገበሮ ቓለ መሕትት ንምስክርነት ታሪኽ ዝምልከት ዘልዓሎን፡ ንመጻኢ ታሪኽ ወለዶታት ከም ስንቂ ምርምር ንኸገልግል ካብ መዘናታቱን መቓልስቱን ብተመሳሳሊ [...]

 
ኣገዳሲ ሓበሬታ! ቃለ መሕትት ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገ/ማርያም ምስ ሬድዮ ኤረና፣

ኣገዳሲ ሓበሬታ! ቃለ መሕትት  ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገ/ማርያም ምስ ሬድዮ ኤረና፣ ተጋዳላይ ኣምባሳደር ኣድሓኖም ገብረማርያም ንህሉው ፖሎቲካውን ማሕበራውን ጉዳያት ሃገርናን ከምኡ’ውን ኣብዚ እዋን’ዚ መዛረቢ ዛዕባ ኮይኑ ብዛዕባ ዘሎ ጉዳይ ሬሳ ተጋዳላይ ናይዝጊ ክፍሉ ብዝምልከት ምስ ሬድዮ ኤረና ዝገበሮ  ሰፊሕ ቃለ መሕተት ካብ ሎሚ ዕለት 4 ግንቦት 2012  ጀሚሩ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ (ዘተን [...]

 

ብኣጋጣሚ ዕለት 18 መስከረም 2011 ዓ.ም ብዘይ ክስን ፍርድን መበል ዓሰርተ ዓመቶም ኣብ ትሕቲ ጨካን ማሕዩር ህግደፍ ዝበልዩ ዘለዉ ጀጋኑ ናይ ለውጢ ሃዋርያ ዝኾኑ ላዕለዎት መራሕቲ ሃገር ኣመልኪቱ ኣቶ ተወልደ ወልደገብሪኤል ኣገልግሎት ድምጺ ኣሜሪካ ምስ ኣምባሳዶር ኣድሓኖም ገብረማርያም ብስልኪ ዝገበሮ ሓጺር ቃለ-ምልልስ እንሆ ይቐርበልኩም ሰናይ ምክትታል፣- ኣቶ ተወልደ ወልደገብሪኤል፣- ሕራይ! ኣምባሳዶር ኣድሓኖም ገብረማርያም የመስግን። ቅድሚ [...]

 

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ደቂ ሃገር ፡ ብቀዳምነት ልዑልን ምዉቕን ሃገራዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም/ክን። እንሆ ሕጂ እውን ብቐጻልነት፡ ንሰንበት ዕለት 26.12. 2010 ዓ.ም.ፈ፡ ብጾት ኣባላት መሪሕነት ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ዶ.ር ተስፋይ ስብሃቱን ኣቶ ደስበለ መሓሪን …..ኣብ መራኸቢ ብዙሓን (Paltalk)፡ (“Eritrea Etuq Meni’esey Eritrea niDemokrasin Fithin“) ኣጋይሽና ኮይኖም ከምስዩ ተዓዲሞም ኣለዉ። ነዚ ኣገዳስን እዋናውን ሓበረታታትን ዘተን ከይሓልፈኩም/ክን፡ ተኻፈልቲ [...]

 

ቃለ መሕተት ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ወናኒ መርበብ ሓበሬታ መስከረም ኔት ከም መቐጸልታ እቲ ሕሱር ናይ ዓሰባ ባህርያቱ ሕጂ’ውን ስም ተቓለስቲ ንምጥፋእ ነቲ ብኣምባሳዶር መሓመድ-ኑር ኣሕመድ ምስ መርበብ ሓበሬታ ኣልናህዳ ብቋንቋ ዓረብ ዝተገብረ ቃለ-መሕተት ፈጺሙ ንሱ ብዘይበሎን ዘይተዛረቦን ንዕኡ ብዝጥዕሞ ኣትርረጓጉማ ተርጒሙ ጸሎሎ ክቐብኦ ከም ዝፈተነ ኩሉ ዝተዓዘቦ ኢዩ። ይኹን’ምበር እቲ ብኣምባሳዶር መሓመድ-ኑር ኣሕመድ ዝተገብረ ቃለ [...]

The Party

EPDP worldwide is a democratic political party built on grass roots support and the work of Eritrean activists & volunteers. We stand for Democracy, Freedom, Human Rights... We want a constitutional Eritrea where all its citizens are protected under the constitutional rule of of the law of the land....

Get Active

Your country needs you.

Dictator Isaias Afewerki Must Go!!! Demonstration


© 2012 My Blog ©2012 mahta.net Suffusion theme by Sayontan Sinha