ካብ ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት  ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ዝወጸ መብርሂ፡

ፈጻሚት ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ ዝሓለፉ መዓልትታት ብገለ ኣባል ውድባቱን ካልኦት ጽሓፍትን ኣብ መርበባት ሓበሬታ ብዛዕባ ውጽኢት ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ መሪሕነት  ኣብ ጉዳይ ኤ.ዲ.ኪን ምስ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዝህልዎ ዝምድና ብዝምልከትን ንዘርእይዎዎ መርገጻት ብምግላጽ ሓላፍነቱ ከኣ፡ ንማእከላይ መሪሕነት ኤ.ዲ.ኪ ብምሽካም ኣብ ሓፈሻዊ ኤርትራዊ ራእይ ምድንጋር ምፍጣርን ካብ ውሰንቲ ጉዳያቱን መድረኻዊ ገድላዊ [...]

 
ህጹጽ ጻውዒት ንህዝብን ሰራዊትን  ኤዲቶርያል ቦርድ ወጋሕታ/ሳሊና

02 ግንቦት 2012 ዝኸበርካ ጅግና ህዝቢ ኣብዚ ሕጂ እዋን’ቲ ማእኸላይ መሪሕነቱ ዘይፍለጥ ተዋጃቢርዎ ዘሎ ጉጅለ ህግደፍ ብፍንው ኩሉኻ ኣብ ዓዲ ትርከብ መራሒ ሃይማኖት ኮነ ሽማግለ ዕጠቕ! ተዘይዓጢቕካ ካብ ኩፖን ክትበኩር ኢካ፡ ትካላትካ ክዕሸግ’ዩ ኢሉ የገድደካ ከምዘሎ ንስኻ ከኣ ኣይዓጥቕን ኢልካ ኣብ ምፍጣጥ ከምዘለኻ ዝፍለጥ’ዩ። ተኾነ ግዳ ዕጥቂ ንመከላኸሊካን ነቲ ደንበርበር ዝብል ዘሎ ጉጅለ ትገጥመሉ መሳሪሕኻ [...]

 
ብሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ጉዳይ መንእሰያትን ተማሃሮን ዝተወደበ ኣኼባ ተኻይዱ።

እቲ “ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ንምድሓን ኩሉ ዓቕምታት ዲሞክራስያዊ ለውጢ ይስመር”፣ ልዕልና ሕጊ ዝነገሳ፣ ድሌት ህዝባ እተማልእ ኤርትራ ንምህናጽ ሓድነትና ኣዕዚዝና ብጽንዓት ንቃለስ፣ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ንምርግጋጽ ፣ ተሳትፎ መንእሰያት ይዓንብብ ብዝሉ ጭርሖታት ተሰንዩ ብ28 ሚያዝያ ቅድሚ ቐትሪ ኣብ ከታማ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ኣኼባ፣ ኣቦ ወንበር ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዶ/ር ዮሱፍ ብርሃኑ፣ ብኣካየድቲ ኣኼባ [...]

 
ግዝኣተ ሕጊ ኣኺሉ’ዩ እዋኑ!

ወጊሑዶ ጌና – ወ . . .ጊሑዶ ጌና? ከብዲ ኣድጊ ኮይና! ኣንታ ወጊሑዶ ደጊም ክንወፍር ስራሕና? እወ ቀሪቡ’ዩ በርሃው ኢሉ ከብዲ ኣድጊ ኮይና ሃየ ብረት ነቐምጥ፡ ሰላም ነስፍን ኣብ  መንጎና። ዕሽነት ነወግድ: ንመራሕ  ብልቦና ኣዚዩ ከቢድ ጉዳይ ኣሎ፡ ተሰጢሑ ኣብ ቅድሜና፤ ሃገር እምበር ኢያ ዓኒያ ብቐትሪ እናረኤና ኣየር ሰላም ሓሪሙዋ እታ ሓላል መሬትና ከንቱ ዝገበረ [...]

 

ኣብ ሃገርና ኤርትራ ብዘይዲሞክራሲያዊ ኣገባብ ካብ መጀመሪያ ናጽነት ኣትሒዙ ስልጣን ሒዙ ፍጹም ምልካዊ ኣገዛዝኣ ተኺሉ ህዝብን ሃገርን ዘብርስ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ብሰንክቲ ብውሽጥን ብደገን ክኽተሎ ዝጸንሐ ኣዕናዊ ፖሊሲታቱን ተግባራቱን ናብ ውድቀቱ ተገማጊሙ ኣሎ። በዚ መሰረት ኤ.ዲ.ኪ ኣብዚ እዋን’ዚ ተኸሲቱ ዘሎ ተኣፋፊ ፖለቲካዊ ኩነታት ክከታተሎ ብምጽንሑ ከም ናይ ለውጢ ሓይሊ መጠን ነዚ ዝስዕብ የረጋግጽ።   ኤ.ዲ.ኪ [...]

 

መራሕ ስርዓት ህግደፍ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ጥዕንኡ ብኸቢድ ሕማም ኣናተዳኸመ ክኸይድ ድሕሪ ምጽናሕ ሞይቱዩ ዝብል ወረ እናዓበየ ይመጽእ ኣሎ። ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ነዚ ጉዳይ ብመንገዱ ከጻርዮ ይፍትን እኳ እንተሃለወ ክሳብ ሕጂ ነቶም ኣብ ዙርያዚ ዝኸዱ ዘለዉ ኩነታት ገምጊሙ ዝበጽሖ መደምደምታ እምበር ብጭቡጥ ዘረጋገጾ ሞት መራሒ ህግደፍ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ብዘየማትእ መንገዲ ዛጊት [...]

 

ማእከላይ መሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ካብ 31 መጋቢት ክሳብ ሚያዝያ 10 2012 ኣብ ዘሎ ጊዝያት ስልሳይ ስሩዕ ኣኼብኡ ብዓወት ኣሰላሲሉ፡፡ ማእከላይ መሪሕነት ኣብዚ ኣኻባኡ እዚ ንህልዊ ሃገራውን፣ ዞባውን፣ ዓለማውን ኩነታት ደንበ ተቓውሞ ኤርትራ ብሓፋሻ ብፍላይ ከኣ ኣብ ኩሉ መዳያት ዝተኻየዱ ዕማማት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ብዕምቆት ተመያይጡን ኣገደስቲ ውሳኔታት ኣመሓላሊፉን፡፡ ማእከላይ መሪሕነት ህልዊ ሃገራዊ ኩነታትና ኣመልኪቱ ኣብ [...]

 

Wednesday, 28 March 2012 18:37 ኣለና ፍሉይ ጽሑፍ ንፋስ ከተማ ፍራንክፈርት ደስ ዘብል ኢዩ። ንግሆ ብምኽንያት ምዝንባል ሰዓታት ድቃስ ቀጨውጨው ምስ በለኒ፣ ነታ ንምብራቕ እትርኢ ናይ መደቀስየይ መስኮት ከፊተ ገለ ክሕንጥጥ ጀመርኩ። ሰላም ክቡራት እንዳባ! ብምኽንያት ጻዕቂ ስራሕ ኣብ መዓልተይ ኣይተመለስኩኹምን። እዚ ን21 ዓመታት ከም ኮኾብ ሰሜን ቦትኡ ዘይቀየረ ናይ ጥፍኣት ኣባ-ጓይላ ገበነኛ ኢሳይያስ፣ ደጊም [...]

 

ተጋ/በሺር ኢሳቕ ኣቦ መንበር ወጻኢ ዝምድናታት፡ ተጋ/ሓጅ ዓብደልኑር ሓጅን ኣቦ መንበር ህዝባውን ማሕበራውን ጉዳያት ኤ.ዲ.ኪ፡ ኣብ ወጻኢ ዝካየድ ዘሎ ንጥፈታት ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብምቅጻል ብዕለት 27 ለካቲትን 03 መጋቢት 2012ን ምስ ክፍሊ ቅርኒ ኣፍሪቓ ኣብ ወጻኢ ጉዳያት ዓዲ ኢንግሊዝ ርክባት ኣካይዶም። ኣብዚ ክልቲኡ ርኽባት’ዚ ብስንኪ ፖሊሲታትን ኣካይዳን ገባቲ ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ህዝብና ዘሎ ኣስቓቂ ኩነታትን ኣብ [...]

 

ብመሰረት ጻውዒት መሪሕነት ሃገራዊ ባይቶ፡ ንኣብ ኤውሮጳ ዝነብሩ ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዘሳተፈ ኣገዳሲ ኣኼባ ብዕለት 09/03/2012 ተሰላሲሉ። ዕላማ ናይቲ ኣኼባ፡ ኩሉ መዳያዊ ጐስጓስ ብምክያድ፡ ግደ ሓፋሽ ህዝብና ኣብ ቃልሲ ክብ ንምባልን፡ ኣብ ስራሕ ዝጽመድ ህዝባዊ ሽማግለታት ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ኤውሮጳ ንምቛምን፡ ሓላፍነት ዝስከም ምምሕዳር ሃገራዊ ባይቶ – ዞባ ኤውሮጳ ንምምራጽ እዩ ነይሩ። ኣብ [...]

 

ፖሎቲካዊ ሽማግለ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ንህዝብን ንኩልም ተሓጋግዝቲ ሽማግለታት ንጉባኤ ኣብዚ ዝሓለፍ ዓመት’ዚ ብዝገብርዎ ዝጸንሑ ጓስጓስን ምስንዳው ስርሓት ሃገራዊ ጉባኤ እናምገሰ፡ ፖሎቲካዊ ሽማግለ ኮምሽን ንኩሉ ክፍሊታት ሕበረተስብ ኤርትራ ነቲ ኣብዚ ቀረባ እዋን ኪግበር ተወጢኑ ዘሎ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ዘትዓጻጸፈን ተውሳኺን ጽዕረ ክገብሩ በዚ ኣጋጣሚ’ዚ ጽውዒቱ የቅርብ። ግዜ ምገባእ ሃገራዊ ጉባኤ ብምቅራቡ ፖሎቲካዊ ሽማግለ [...]

 

ሲቪካዊ ደሞክራስያዊ ምንቕስቓስ ኤርትራ፣ ሲ. ደ. ም. ኤ Eritrean Civic Democratic Movement (ECDM) ዝብል መጸውዒ ሒዝና ሕጋዊ ሰውነት ከምዝለበስና ንኩሉ ደላይ ፍትሒ ህዝቢ ኤርትራን ደላይ ፍትሒ ዓለምን ከነፍልጥ ክንእውጅ ኮለና ሓበን ይስማዓና። ዘይሕጋዊ፣ ዘይደሞክስራያዊ ምልካዊ ስርዓት ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝብና፣ ሃገርናን ክብሪታቱን ዝወርድ ዘሎ ግፍዕን ገበንን ጸብጺብካ ከምዘይውዳእ ካብ ማንም ህዝቢ ኤርትራን ዓለምን ዝተኸወለ ኣይኮነን። [...]

 

1. መእተዊ መርበብ ሲቪላዊ ማሕበራት ኤርትራውያን ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ውሽጣዊ ቅዋሙ ዘስፈሮምን ብግብሪ ዝቃለሰሎምን ዓበይቲ ዕላማታት፣ 1. ፓለቲካዊ ስልጣን ናብ ዋንኡ ዝኾነ ህዝቢ ኤርትራ ንምምላስ ምቅላስ 2. ሃገራዊ ስኒትን ድሕነትን ንምርግጋጽ ምጽዓር 3. ፍትሓውን ዲሞክራሲያውን ስርዓት ኣብ ምትካል እጃም ቃልሲ ምብርካት ዝብል ይርከቦ። ካብዚ ዓበይቲ ዕላማታት ተበጊሱ ለውጢ ንምምጻእ ምስ ናይ ፓለቲካ ውድባትን ሰልፍታትን ከምኡውን [...]

 
ጸብጻብ ዕውት ናይ ዘተ ኣኼባ ኣብ ሚላኖ፡

ረቡዕ ዕለት 18 ግንቦት 2011 ብኣጋጣሚ መበል በዓል 20 ነጻነት ኤርትራን ፣ብማተዮ ሲስቲ ዝተባህለ ናይ ስነ ማሕበራዊ ተመራመሪ ዝተዳለወት  መጽሓፍ ምስ ኣንበብቲ ንምፍላጥን ዝተመደበ ናይ ዘተ ምሸት ብዓወት ተዛዚሙ። ኣርእስቲ ናይታ መጽሓፍ  “ ማሕበራዊ ቃልስታት ኣብ ኤርትራ – ካብ ምትሓዝ ባጽዕ ክሳብ ምምስራት ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ” ዝብል ኮይኑ ንሕሉፍ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ክሳብ ጊዜ [...]

 

ሓፋሽ ተቓላሳይ ህዝቢ ኤርትራ! 24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ነፍሰወከፍ ዓመት መጸ ክነብዕላ እንክሎና ዝኽሪ መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ እንኽበርላን፡ ሕድሪ ስውኣትና እንዝክረላን፡ ናይ ሓርነት መብጽዓና እንደገና እንሕድስላን፡ መኸተና እንሕይለላን ታሪኻዊት መዓልቲ እያ። ተባዕ ተቓላሳይ ህዝቢ ኤርትራ! ሎሚ ንመበል 20 ዓመት ዝኸሪ ነጻነት ኤርትራ ከነብዕል እንከሎና ኣብ ትሕቲ ከመይ ዝኣመሰለ ሃገራዊ ኩነታት ኢና እዚ ታሪኻዊ [...]

 
ኣገዳሲ ናይ ህዝቢ ኣኼባ ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ በርን

ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ERITREAN PEOPLE’S DEMOCRATIC PARTY حزب الشعب الديمقراطي الارتري “ዘተን ደሞክራሲን ይዓንብብ” “ዘተን ደሞክራስን ይዓንብብ” ብዝብል እዋናዊ ጭርሖ ዝተበገሰ ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ መደባት ስራሓቱ  ሓንጺጹን ኣብ ውሽጣዊ  ሰልፋዊ ጸፍሕታትን፣ ካብ ሰልፊ ወጻኢን (ኤ.ደ.ኪን ሃገራዊ ኮሚሽንን)  ናይ ኣባላቱ ስራሕ ምቅሊት ድሕሪ ምውዛዕ ናይ ቃልሲ ብጽሒቱ ንምብርካት ተበጊሱ ኣሎ። በዚ መሰረት ድማ ኣብ [...]

The Party

EPDP worldwide is a democratic political party built on grass roots support and the work of Eritrean activists & volunteers. We stand for Democracy, Freedom, Human Rights... We want a constitutional Eritrea where all its citizens are protected under the constitutional rule of of the law of the land....

Get Active

Your country needs you.

Dictator Isaias Afewerki Must Go!!! Demonstration


© 2012 My Blog ©2012 mahta.net Suffusion theme by Sayontan Sinha