ህዝቢ ተዓዚቡ መላኺ እንዳሳለማ ንኡኩይ መሪጻ እምነት ተሓሲማ ንዓማጺ ከም ኣምላኽ ኣሚና ይሕሸኒ ኢላ ኢድ ጋኒን ስዒማ ብጹእ ሊቃነ ጳጳስና ቆጽሊ ዝወደቆም እዞም ዘማሪ ሰላም ቅብኢ ዝዓሰሎም ከማን ብኢድ ኣየሳለሙን ብመስቀል እንተዘይኮይኑ እንተሎሚ ግን ዘመን ከፊኡ ስቅታ ዓብሊሉና ኣፍና ተሎጒሙ ተለዂቱ ልሳና ወዮ መላኺ ግን ኢድ ከሳልም ርኢና ኣብ ማሕዩር ኣብልዩ [...]
ዝሰበበ እንጀራ ተነጊፉ – - ተቖርሚሙ ይብላዕ ዝሰበበ ሕንባሻ ከይተተንከፈ – - ይፍርከሽ ይስላዕ ዝሰበበ ሓንጎል ጥልመት – - ተሰኪሙ ይጥላዕ ዝሰበበ ሕልና ብውሽጡ – - ይነቅዝ ይነዝዕ ዝተዋርደ ህዝቢ ተሓቢኡ – - ተሳቒዩ ይነብዕ ሞራሉ ዝተሰብረ መንእሰይ – - ይድሰቕ ብስላዕ ሕሊና ዝሞቶ ኤርትራዊ – - ሃገሩ እዳጠፍእት ይስስዕ ንህርፋን ተገዚኡ ንጭቆና – - [...]
ክልተ ኤርትራውያን መንእሰያት ካብ ተሰነይ ተጨውዮም ናብ ሲና ከም ዝተወስዱ ተገሊጹ። ኣብ’ዚ ቀረባ መዓልታት፡ ሓጉስ ተስፋሁነይ ሕድሩን ክፍሎም ሓያሎም ግርማይን ዝተባህሉ፡ ኣብ ኣውራጃ! ሰራየ ከባቢ ቆሓይን! ዝዓዶም! ዜጋታት፡ ካብ ተሰነይ ተጨውዮም ናብ ሲና ተወሲዶም ከም ዘለው፡ ነብስ ወከፎም! /000 ዶላር ክኸፍሉ እንተዘይከፊሎም ግን ክሽየጡ ምዃኖም ኣብ’ቲ ናይ መሸጣ! ደቂ-ሰባት ዝተዋፈረ ብስም ዓንዶም ዝፍለጥ ሰብ ሓቢሩ [...]
ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፣ ብሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስን ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራን ካብ 29 ክሳብ 31ታሕሳስ 2009 ዓ.ም.ፈ ኣብ ፍራንክፈርት ዝተካየደ ናይ ምጽንባር ዋዕላ ዝተመስረተ ሰልፊ ምዃኑ ዝዝከር ኢዩ።
















