መጸዋዕታ፡ ንኹለን ተቓወምቲ ውድባት ብፍላይ ንአብ ኢትዮጵያ ዝርከባ

ዓለምለኸ ኮምሺን ንስደተኛታት ኤርትራ (ICER) ንስደተኛታት ኤርትራውያን ብዝምልከት ንኹሎም ተቓወምቲ ጉጅለታት ብፍላይ ድማ እቶም ኢትዮጵያ መደበሮም ጌሮም ዝቃለሱ ባእታታት ናይ ሓባር መኸተ ክግበር ይጽውዕ። ናይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ጉዳይ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እንዳገደድ ይኽይድ ኣሎ። መንእሰያት ብዘይ ፍቃዶም ክጥለፉ እንከለዉ ገሊኦም ድማ ‘ ክበልዕ ዝደለየ ኣፉ ገደል’ ከም ዝብሃል፡ ሓንትስ ካብ ምድሪ ኤርትራ ዘውፅእ ሜላ [...]

 

                                                ቅድሚ ዓሰርተ ዓመታት ኣቢሉ ሓንቲ ንእሽቶ ዓንቀጽ ኣብ ትሕቲ “ቃል መላኺ  ጉርዲ የብሉን“  ዝብል ኣርእስቲ ብምጥቃም ጽሒፈ ኔረ፡፡ድሕሪ እዚ ነዊሕ ዓመታት ተመሊሰ ነዛ  ምስላ ክጥቀመላ መሪጸ፡፡ እቲ ምስላ ኣበው ዝመሰልዎ ኮይኑ [...]

 

እዚ ዘሎናዮ መድረኽ ተሓቢእካን ተሸፊንካን እትጓዓዘሉ እዋን ኣይኮነን።እዋን ሽፍን ፍን መድረኹ ሓሊፉ ኢዩ። ሎሚ ህዝብን ሃገርን ንምድሓን መን ኢዩ ኣንጻር ምልካዊ ጉጅለ ህግደፍ ዓጢቑ ዝቃለስ ዘሎ፡ መን ኢዩኸ ተቓዋሚ መሲሉ ዕድመ ምልካዊ ጉጅለ ህግደፍ ንምንዋሕ ሕልኽልኽ ዝብል ዘሎ ንህዝቢ ኤርትራ በሪሁሉ ኢዩ ጥርሕ ዘይኮነስ፡ ኣብታ ድሕሪ ውድቀት ህግደፍ እትምስረት ብህዝባዊ ቅዋም እትመሓደር መሰል ብሔራታን እምነታት [...]

 

ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሳንድየጎ ካልፎርንያ ኣብ ከተማ ሳንድየጎ ህዝባዊ ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንምቛምን ብዛዕባ ህልዊ ኩነታት ሃገርና ንምዝታይን፣ ኩሉ ኤርትራዊ ተቐማጢ ከተማ ሳንድየጎን ከባቢኣን ዝሳተፈሉ ህዝባዊ ኣኼባ ንሰንበት መጋቢት 25, 2012 ክካየድ’ዩ። ኣብ’ዚ ኣኼባዚ ሓደ ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ሰሜን ኣሜሪካ ብኣካል ተረኺቡ መግለጺ ክህብዩ። ብደሓን ምጹ

 

ኣብ ህይስተን ኣንጻር ጨቋኒ ስርዓት ህግደፍ ዓቢ ሰለማዊ ሰልፊ ክካየድ እዩ ኣብ ህይስተን ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ነቲ ብህዝባዊ መኸተ ንዕለት 24 መጋቢት ተመዲቡ ዘሎ ኣኼባ ንምቅዋም ዓቢ ሰለማዊ ሰልፊ ከካይዱ እዮም። እቲ ሰለማዊ ሰልፊ፡ ካብ ሰዓት 4፡ ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ኣብ ኣፋደገ ናይ Swiss Royale Reception Hall, 9651 Bissonnet St,Suite #105 Houston, TX 77036 እዩ ክካየድ። [...]

 

ብዕለት 10/03/2012 ሰፊሕ በዓል ኣብ ቶሮንቶ ተኻይዱ ሸሞንተ መጋቢት ዓለምለኻዊ መዓልቲ ደቀንስትዮን፣ ቦኽሪ ዓወት ሰውራ ኤርትራ፡ ዓወት ተጎርባ ዓባይ ሓበንን፣ ድርብ ጽንብል፡ ደበስ ድርብ ወጽዓ፡ ኣብ ርእሲ ድርብ ጽንብል፡ ልደት ማሕበር መንእሰይ ቶሮንቶ ብምብሳሩ ዝተደራረበ ተስፋታት ዝህብ ጽንብል ውዒሉ። ኦ! ክቡር ህዝቢ ኤርትራ! ስዉኣትና ኣይረሳዕናኩምን! ብማለት ብዝክረ ስዉኣት ኢዩ ጀሚሩ። ዮሃና! ብመሪሕነት ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ባይቶ [...]

 

ኣውያት ህዝቢ!! ብገዛኢ ኪዳነ እስከ ንስማዓዮ ናይ ህዝብና ድምጺ ኣውያት ኣሎ ካብ ርሑቕ ዝፋጺ፡ ኣድሕኑኒ’ዩ ዝብል ቃሉ ስምዕዎ ዓማጺ ንወግድ ህዝብና ክርህዎ። እቲ ንዓና ዝወለደ ማህጸን ኤርትራና ኣድሕኑኒ ይብል ኣሎ ንኽፈቶ እዝንና፡ ንስማዓዮ ድምጹ ነስተውዕል ኣውያቱ ህዝብና ብምልኪ መሰሉ ተዘሚቱ። ኣታ መን ኢኻ ኣብ ኣመሪካ ዘሎኻ ኣብ ኤውሮጳ ኣብ ስደት ዝበለኻ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ርሑቕ ማዕዶ [...]

 
ወፍሪ ዋርሳይ ይካኣሎ ወፍሪ ባርነት! ራብዓይ ክፋል

Wefri Barnet Part 4

 
ወፍሪ ዋርሳይ ይካኣሎ ወፍሪ ባርነት! ሳልሳይ ክፋል

Wefri Barnet Part 3

 
ወፍሪ ዋርሳይ ይካኣሎ ወፍሪ ባርነት! ካልኣይ ክፋል

  Wefri Barnet Part 2

 
ወፍሪ ዋርሳይ ይካኣሎ ወፍሪ ባርነት! ቀዳማይ ክፋል

  Wefri Barnet Part 1

 

ኣገዳሲ መጸዋዕታ ንኹሎም ኤርትራውያን መንእሰያት  ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ-ሽማግለ መንእሰያት ኣብ ስካንዲናቭያን ኤውሮጳን ንኹሎም ኤርትራውያን መንእሰያት ኣብ ስቶክሆልምን ከባቢኣን ብዛዕባ ኣገዳሲ ጉዳይ ንምዝታይ ኣብ‘ቲ ኣዳሊይዎ ዘሎ ኣገዳሲ ኣኼባ ንክትሳተፉ ብኽብሪ ይዕድም።  ዕለት  ቀዳም 17-03 -2012 ቦታ   ABF Hallonbergen ሰዓት  13:00—18:00   ብድሓን ምጹ  ሽማግለ መንእሰያት

 

ልኡኽ ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ሃገራዊ ባይቶ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ብሩክሰልስ ዑደት ከም ዘካየደ ተሓቢሩ። ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ዶክተር ዩሱፍ በርሃኑን፡ ኣቶ መስፍን ፍትዊ ሓላፊ ሽማግለ ወጻኢ ዝምድናታት ሃገራዊ ባይቶ-ምምሕዳር ዞባ ኢወሮጳን፡ ኣብ’ታ ዋና መደበርን መንሃርያን ሕብረት ኤውሮጳ ዝዀነት ከተማ ብሩክሰልስ፡ ምስ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ሕብረት ኤውሮጳ EEAS (European External Action Service)፡ ኣብ 28 [...]

 

ሰላምታይ ብምቕዳም ብዛዕባ ነፍሲሔር  ናይዝጊ ክፍሉ  ብተወልደ ዝተዳለወ ቃለምሕተታ ከምዝተኸታተልኩን ኮይኑ ግና እቲ ትሕዝቶ ይኹን አቀራርባ ካብ ጋዜጣዊ ሞያ ዝረሐቀ:  ነቲ ተወልደ ዘቕርቦ ዝነበረ ገለ ሕቶታት መንግስቲ ኤሪትራ ክምልሶ ዝክእልን ሓላፍነታዊ ግዴታ ከምዘለዎ ርዱእ ሙኻኑ እንዳተፈልጠ : ተወልደ ግና ከም ጋዜጠኛ መጠን አብ ክንዲ ንመንግስቲ ኤሪትራ ወይ እውን ንወከልቲ  መንግስቲ ኤሪትራ  ዝውከስ : አብቲ ጉዳይ ምትእስሳር ዘይብሎም [...]

 

ብዕለት 23 ምሸት ንእስታት 2 ሰዓት ዝኸውን ንወከልቲ ኪዳን ወይ መሪሕነት ኪዳን ጨንፈር ስዊድን ፡ (ሓደ ሓደ ካብ ኣባላት ውድባት ኪዳን) ምስ ልኡኽ ኪዳን ኣኼባ ኣካይዶም ኔሮም። ኣብቲ ኣኼባ ዓሚቕ ዘተ ከምዘኻየዱን ዝነበረ ሕቶታትን ዘይንጹርነትን ከም ዝዘተዩን ይዝከር። ቀዳም ዕለት 25 ለካቲት 2012 ላዕላዋይ ልኡኽ መሪሕነት ኪዳን ብኣቶ በሺር ይስሓቅ ሓላፊ ናይ ወጻኢ ዝምድናታትን ብኣቶ [...]

 

ቓል መጠየቕ ምስ ኣባል ባይቶ ሽወዯን እቶ ኣርሀ ሓመዴናካ ኣብ ዜሓሇፈ ሰሙን ብዚዕባ’ቲ ብኢምባሲ ስርዓት ህ.ግ.ዱ.ፍ. ኣብ ሽወዯን ዜምእረር ዗ሎ ብ 2% ዜፍሇጥ ዗ይሕጋዊ ቀረጽ፡ ኣብ መራኸቢ ብዘሓን ሽወዯን ከም ዜተቓሇሐ ንሕብር። እዙ ጉዲይ’ዙ ኣብ ሽወዯን ካብ ዜሇዓል’ኳ ነዊሕ ግዛ ዜወሰዯ ይኹን’ምበር ኣብ’ዙ ግዛ’ዙ ብትዅረት ክሇዓል ዜገበረ ጉዲይ፡ ብዯረጃ ባይቶ ኣብ ክትዕ ወሪደ ምህሊዉን ናብ [...]

The Party

EPDP worldwide is a democratic political party built on grass roots support and the work of Eritrean activists & volunteers. We stand for Democracy, Freedom, Human Rights... We want a constitutional Eritrea where all its citizens are protected under the constitutional rule of of the law of the land....

Get Active

Your country needs you.

Dictator Isaias Afewerki Must Go!!! Demonstration


© 2012 My Blog ©2012 mahta.net Suffusion theme by Sayontan Sinha