ሓበሬታ ንኽልኹም ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ተቐማጦ ሃገረ ስዊድን ስቶክሆሎምን ከባቢአን ብምኽንያት  24  ግንቦት  መዓልቲ  ናጽነት  ኤርትራ  ህዝብና  ነቲ  ብመስዋእትን  ስንክልናን  አሽሓት ደቁ  ህያው  ዝኾነ  መዓልቲ  ናጽነት  ንምዝካር  አብ  ዝሸባሸበሉ  ዘሎ  ግዜ  በቲ  ካልእ  ወገን  ድማ  ባህግናን  ትምኒትናን  ተጨዊዩ  ኤርትራዊ  አብ  ገዛእ  ሃገሩ  ሰብኣዊ  ክብሩ  ተገፊፉ  አደዳ  ግፍዕን  ማእሰርትን  ስደትን  ብምኻን  ንኽትሰምዖን  ንኽትሪኦን  ዘሰንብድ  ጭካነ [...]

 

ናይ ህዝቢ ኣኼባ ምስ ኣ/መ ፈጻሚ ቤ/ጽ ሃገራዊ ባይቶ ኣብ ስቶክሆልም ኣብ‘ቲ ብ”መርበብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንሰላም ” ዝተዳለወ ስሚናር ንምስታፍ ተዓዲሙ ኣብ ሽወደን ዑደት ኣብ ዘካይደሉ ዘሎ ግዜ፡ ተጋዳላይ ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብዛዕባ ህልዊ ፖለቲካዊ ኩነታትን ግደ ሃገራዊ ባይቶን ንምዝታይ፡ ምስ ሓፋሽ ህዝብና ኣብ ስቶክሆልም [...]

 

ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ኦታዋ ዕድመ መበል 21 ዓመት ጽምብል ናጽነት ንዕለት 25/ 5/ 2012 ሕጋዊ ማሕበረሰብ ኦታዋ መበል 21 ዓመት ባዓል ናጽነት ኤርትራ ን11 ተኸታታሊ ዓመታት ድሕሪ ምብዓልሎሚ እውን ከምቲ ሑሉፍ ልምድን ኣገባብን ንዝኾነ ኤርትራውን መሓዙት ፖሎቲካውን ሃይማኖታውን ዝምባለ ብዘየገድስ ምዕቡልሃገራዊ ባህሊን ልምድን ብዘንጸባርቕ መንፈስ ባዓል ምስ ሙዚቃ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ ኩሉ ንኽሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም ። [...]

 
ንዳግማይ ቅያ፡ ሎሚ’ውን ንሓርነታዊ መስተንክር ብሓባር ንልዓል !!!

 “ ኣብ’ዛ ዓለም ተገዲዱ እንተዘይኮይኑ መስልካን ሓርነትካን ዝፈልጠልካ ሓደ’ዃ የልቦን። ንዝተመንዝዔ መሰልኻን ሓርነትካን ክትመልስ ክትቃልስ ናይ ግድን ኢዩ። እንተዝይኮነ ተኹላ እንዳሃለው በጊዕ ክትኸውን እንተመሪጽኻ ምብላዕካ ኣይተርፍን ኢዩ።” ኣባ ተወልደብርሃን ጸጋይ ቅድሚ ዕስራን ሓደን ዓመት ከምዚ ዘሎናዮ ወቅቲ ከም ህዝቢ ሓደ ንዓለም ክትኣምኖ ዘጸግም መስተንክራዊ ዓወት ተጎናጺፍና። ኣብ ምዕራፋት ካብ’ቲ ንፍትሒ ዝተካየደ ቃልሲታት ድማ ሓደ ገጽ ኣብ [...]

 

ሓበሬታ ንኽልኹም ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ተቐማጦ ሃገረ ስዊድን ስቶክሆሎምን ከባቢአን ብምኽንያት 24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ህዝብና ነቲ ብመስዋእትን ስንክልናን አሽሓት ደቁ ህያው ዝኾነ መዓልቲ ናጽነት ንምዝካር አብ ዝሸባሸበሉ ዘሎ ግዜ በቲ ካልእ ወገን ድማ ባህግናን ትምኒትናን ተጨዊዩ ኤርትራዊ አብ ገዛእ ሃገሩ ሰብኣዊ ክብሩ ተገፊፉ አደዳ ግፍዕን ማእሰርትን ስደትን ብምኻን ንኽትሰምዖን ንኽትሪኦን ዘሰንብድ ጭካነ ዝመልኦ [...]

 

ብቀዳም ዕለት 5 ግንቦት 2012 ህጹጽን ኣገዳሲን ኣኼባ ተኻይዱ። ትሕዝቶ ኣኼባ ድማ ብጉዳይ ህዝብናን ሃገርናን ዝኸይድ ዘሎ ህጹጽ ምዕብልናታትን: ብጉዳይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራሲ ለውጢ ኣብ ከተማናን ከባቢናን: ካብኡ ቀጺልና’ውን ግንቦት 24 2012 መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ምኽንያት ብምግባር ብደለይቲ ለውጢ መንእሰያት ኤርትራ ዝተበገሰ ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ ምክያድ ሰላማዊ ሰልፊ ኣልዕልና ንምዝርራብ ዝኣክል ኢ’ዩ ነይሩ። ኣብ [...]

 
ሓበሬታ ንኽልኹም ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ተቐማጦ ሃገረ ስዊድን ስቶክሆሎምን ከባቢአን

ብምኽንያት  24  ግንቦት  መዓልቲ  ናጽነት  ኤርትራ  ህዝብና  ነቲ  ብመስዋእትን  ስንክልናን  አሽሓት ደቁ  ህያው  ዝኾነ  መዓልቲ  ናጽነት  ንምዝካር  አብ  ዝሸባሸበሉ  ዘሎ  ግዜ  በቲ  ካልእ  ወገን  ድማ  ባህግናን  ትምኒትናን  ተጨዊዩ  ኤርትራዊ  አብ  ገዛእ  ሃገሩ  ሰብኣዊ  ክብሩ  ተገፊፉ  አደዳ  ግፍዕን  ማእሰርትን  ስደትን  ብምኻን  ንኽትሰምዖን  ንኽትሪኦን  ዘሰንብድ  ጭካነ  ዝመልኦ  አዚዩ  ዘስካሕክሕ  ግፍዒ  አብ  ልዕሊ  የሕዋትናን  አሓትናን  ክወርድ  አብ  እንዕዘበሉ [...]

 
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ወከልቲ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ EYGM : ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ንማሕበረሰብ ዓለም መግለጺታት ይህቡ ኣለው::

በዚ መሰረት: ኣብ ከተማ ለንደን: ዝርከብ ወኪል ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ EYGM መንእሰይ ዮኤል ዮሃንስ: ምስ መራሒ ሰልፊ-ዕዮ ዓባይ ብሪጣንያ: ሚስተር ኤድ ሚሊባድ:  ብዕለት 30/04/2012 ብምርኻብ ንህሉው ኩነታት ኤርትራን: ፓለቲካዊ ኩነታታን: ኩነታት ስደተኛታትን ብፍላይ ድማ ኩነታት እቶም አብ ሲናይ ዝሳቐዩ ዘለዉ ሕጽር ዝበለ መግለጺ ድሕሪ ምሃብ: ሰልፊ ዕዮ ይኹን መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ነዚ ቅልውላው’ዚ ንምፍታሕ [...]

 
ደቂዓድና ተጣዒሶም ካብ ሰማይ ተመሊሶም!!

ወድ ዓድ ካብ ስደት ዕለት 1 ማጃ 2012 ሰላም ንኹሎም ደለይቲ ለውጥን ሰላምን ፍትሕን ደቂ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ኣብ ስደትን ኣቀዲመ በቲንውልቀ መላኺን  ሰዓብቱን ዘባህረረ ወሬ ሕማሙን ሞቱን ከምመሸቀጢ ክጥቀሙሉ ዘገደድኩሞም ኣገናዕ! ክብለኩም እፈቱ ወልቀ መላኽን ኤረ-ቲቪን ክጻወትዎ ዝሃቀኑ ንተቃወምትን ደለይቲ ፍትሕንራህዋን ሰላምን ከም ሓሰውትን ደለይቲ ጉድኣት ሃገርን ህዝብን ኣምሲሉ ንምቅራብን ንምድሃልን ንምጽላምን ዝተዛረቦን ዝበሎንኩላትና [...]

 
ሳልሳይ መድረኽ ዘተ ኤርትራውያን መናእሰያት ስደተኛታት ብዓወት ተዛዚሙ

ከም መቐጸልታ ዝሓለፉ ክልተ ናይ ዘተን ምርድዳእን መኣዲ ሳልሳይ ዙርያ ዘተ ኤርትራውያን መናእሰያት ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጲያ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ መዓስከራት ስደተኛታት ካብ ዕለት 28 ክሳብ 30 ሚያዝያ 2012 ኣብ ዓዲ ሓሩሽ፡ ማይ ዓይኒ፡ ሸመልባ ብዓወት ተዛዚሙ፡፡ እዚ ካብ መጀመርያ ወርሒ ጥሪ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት ብሒደት መናእሰያት ዝጀመረ ንቕሓትን ኣፍልጦን ኤርትራውያን መናእሰያት ስደተኛታት ኣብ ህልው [...]

 

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ፍራንክፎርት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።     ኣርእስትታት እቲ ኣኼባ መግለጺ ብዛዕባ ሃ.ጉባኤን ውሳኔታቱን መድብ ስርሓት [...]

 

ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሽቱትጋርት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ሽቱትጋርት ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።     ኣርእስትታት እቲ ኣኼባ መግለጺ ብዛዕባ ሃ.ጉባኤን ውሳኔታቱን መድብ ስርሓት [...]

 
ኣገዳሲ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ፍራንክፎርት

ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዞባ ኤውሮጳ ብዛዕባ መደባት ኣወሃሃዲት ሽማግለ ሃገራዊ ባይቶ ዞባ ኤውሮጳ ንምግላጽን ምክታዕን ንዕኡ ኣብ ምትግባር እትዋሳእ ህዝብዊት ሽማግለ ንምምራጽን ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ኣገዳሲ ኣኼባ ኣዳሊያ ስለ ዘላ፡ ኩሉ ግዱስ ሃገራዊ ኣብ’ዚ ኣኼባ’ዚ ንክሳተፍ ብክብሪ ይዕደም።     ኣርእስትታት እቲ ኣኼባ መግለጺ ብዛዕባ ሃ.ጉባኤን ውሳኔታቱን መድብ ስርሓት ኣዋሃህዲት ሽማግለ ምምራጽ ህዝባዊት ሽማግለ [...]

 
ብ 29 ሚያዝያ ኣኼባ ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ ሰ.ዲ.ህ.ኤ. ተኻይዱ።

እቲ ዘተን ዲሞክራስን ይዓንብብ ዝብል ሰ.ዲ.ህ.ኤ.፣ ንኣባላት ጨንፈር ኣዲስ ኣበባ ብ29 ሚያዝያ 2012 ኣብ ህሉው ኩነታት ዘተኮረ ኣኼባ ኣካይዱ። እቲ ብም/ኣቦ ወንበር’ቲ ሰልፊ ተጋ/ሓጅ ዓብደልኑር ዝተመርሐ ኣኼባ፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታትን ዕማማትን ሰልፊ፣ ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳንን ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጥን፣ ናይ ሰ.ዲ.ህ.ኤ ብዘይ ተጉላባነት ናይ ምስራሕ መንፈሱ ብዝርዝር ኣብሪሁ። ቀጺሉ ተጋዳላይ ሓጅ ዓብደልኑር ኩነታት [...]

 
ኤርትራ፡ መሰረታዊ ለውጢ ወይስ ጽግና

ኣብ ኤርትራ ዳርጋ ሰሙን ዝወሰደ ዝካየድ ዘሎ ፖለቲካዊ ቅልውላወ ብዓይነቱ ሓዱሽ ይመስል። ኣቶ ኢሳያስ “ብጽኑዕ ሓሚሙ። ኣይ መይቱባ።” ዝብል ክታዓት ለይቲ ምስ መዓልቲ ይካየድ ኣሎ። ኩላትና ከም እንፈልጦ ሃገረ-ኤርትራ ን 21 ዓመታት ብሓደ ዲክታተራዊ ስርዓት እትመሓደር ጥራይ ዘይኰነስ እቲ ስርዓት ሓደ ውልቀ-መራሒ ዘሕምቖ ስርዓት ምዃኑ ኢዩ።ኢሳያስ ካብ ደቂቕ ስጋብ ዓቢ ጉዳያት ንሱ ጥራይ ኢዩ ዝውስኖ። [...]

 
ኤርትራ ሶማል ወይ ዩጎስላቭያ ኣይኮነትን

ከመይ ትቕንዩ ክቡራት ኤርትራውያን! ሎሚ ሃገርና ኣብ ሓደ ወሳኒ መሰጋገሪ መድረኽ ትርከብ ኣላ። ኢሳያስ እቲ ንሃገርናን ህዝብናን ከም ሕሱም ዘድመየ፡ ንመንእሰያትና ባዕሉ ኣብ ዝጻሕተሮ ኵናት ዝጠበሰ፡ ናብ ሳሃራን መዓምቝ ባሕርን ዘጥሓለ፡ ንዓበይቲ ዓዲ ዝመቝሐ፡ ንኤርትራውያን ኣዴታት ዝዘለፈ ገበነኛ መራሒ ስለምንታይ ከምኡ ክገብር ክኢሉ ዝብል ሕቶ ክነልዕል ግድነት’ዩ። ኢሳያስ ክሳብ ክንድዚ ኣብ ልዕለና ሸይሸይ ክብል ዝኸኣለ፡ [...]

The Party

EPDP worldwide is a democratic political party built on grass roots support and the work of Eritrean activists & volunteers. We stand for Democracy, Freedom, Human Rights... We want a constitutional Eritrea where all its citizens are protected under the constitutional rule of of the law of the land....

Get Active

Your country needs you.

Dictator Isaias Afewerki Must Go!!! Demonstration


© 2012 My Blog ©2012 mahta.net Suffusion theme by Sayontan Sinha