MAI-AINI, Ethiopia (AP) — Alem Teke watched her crops in Eritrea shrivel and die from drought. She braved landmines and escaped being raped by soldiers to save her children from starvation by fleeing across the border to a refugee camp in neighboring Ethiopia. Alem, a farmer’s wife, made it to the Mai-Aini refugee camp in [...]
ሓበሬታ ንኽልኹም ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ተቐማጦ ሃገረ ስዊድን ስቶክሆሎምን ከባቢአን
ሓበሬታ ንኽልኹም ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ተቐማጦ ሃገረ ስዊድን ስቶክሆሎምን ከባቢአን ብምኽንያት 24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ህዝብና ነቲ ብመስዋእትን ስንክልናን አሽሓት ደቁ ህያው ዝኾነ መዓልቲ ናጽነት ንምዝካር አብ ዝሸባሸበሉ ዘሎ ግዜ በቲ ካልእ ወገን ድማ ባህግናን ትምኒትናን ተጨዊዩ ኤርትራዊ አብ ገዛእ ሃገሩ ሰብኣዊ ክብሩ ተገፊፉ አደዳ ግፍዕን ማእሰርትን ስደትን ብምኻን ንኽትሰምዖን ንኽትሪኦን ዘሰንብድ ጭካነ [...]
ናይ ህዝቢ ኣኼባ ምስ ኣ/መ ፈጻሚ ቤ/ጽ ሃገራዊ ባይቶ ኣብ ስቶክሆልም
ናይ ህዝቢ ኣኼባ ምስ ኣ/መ ፈጻሚ ቤ/ጽ ሃገራዊ ባይቶ ኣብ ስቶክሆልም ኣብ‘ቲ ብ”መርበብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንሰላም ” ዝተዳለወ ስሚናር ንምስታፍ ተዓዲሙ ኣብ ሽወደን ዑደት ኣብ ዘካይደሉ ዘሎ ግዜ፡ ተጋዳላይ ዶር. ዩሱፍ ብርሃኑ ኣቦ መንበር ፈጻሚ ቤት ጽሕፈት ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ብዛዕባ ህልዊ ፖለቲካዊ ኩነታትን ግደ ሃገራዊ ባይቶን ንምዝታይ፡ ምስ ሓፋሽ ህዝብና ኣብ ስቶክሆልም [...]
ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ኦታዋ ዕድመ መበል 21 ዓመት ጽምብል ናጽነት ንዕለት 25/ 5/ 2012 ሕጋዊ ማሕበረሰብ ኦታዋ መበል 21 ዓመት ባዓል ናጽነት ኤርትራ ን11 ተኸታታሊ ዓመታት ድሕሪ ምብዓልሎሚ እውን ከምቲ ሑሉፍ ልምድን ኣገባብን ንዝኾነ ኤርትራውን መሓዙት ፖሎቲካውን ሃይማኖታውን ዝምባለ ብዘየገድስ ምዕቡልሃገራዊ ባህሊን ልምድን ብዘንጸባርቕ መንፈስ ባዓል ምስ ሙዚቃ ኣዳሊዩ ስለ ዘሎ ኩሉ ንኽሳተፍ ብኽብሪ ንዕድም ። [...]
Trafficking in Sinai (Egypt ) Eritrean Mother is fighting to save her son.
Trafficking in Sinai (Egypt ) Eritrean Mother is fighting to save her son. Today we received a letter from Asmara, Eritrea: Asmara, May 19, 2012 Frewoyni is a very poor mother who works in and grain mill (wheat, sorghum etc) in Asmara Eritrea and she nurtured her single boy as a single mother since his [...]

Dr Alganesh Fesseha, a human rights activist based in Milan, Italy, held a public meeting in London today 19th May, to raise awareness regarding the tragedy of Eritrean refugees in Egypt, the Sinai desert in particular; as well as Sudan and Ethiopia, countries which have become transit route for tens of thousands Eritrean refugees fleeing the dictatorship in Eritrea. At [...]

ንሃገረና ኤርትራን ህዝባን ካብ ብርሰትን ምብትታንን ንምድሓን ሕጂ ንበገስ
ብ24 ግንቦት 1993 ብመስርሕ ዕዉት ረፈንዶም ኤሪትራ ሃገርና አህግራዊ ተፈላጥነት ዝረከበት ልኡላዊት ሃገር ክትከዉን ትብቃዕ ደአንበር በትሪ ስልጣን ዝጨበጠ ጉጅለ ህዝባዊ ግንባር (ናይ ሕጂ ህግደፍ) ፖለቲካዉን ደሞክራስያዉን ሰብአዉን መሰል ህዝቢ ኤርትራ ጨፍሊቑ በሓቲ አረአእይኡ ስለ ዘንገሰ ህዝቢ ኤርትራ አብ ሓዲሽ ናይ ቃልስን ተቓዉሞን መድረክ ንክአቱ ተገዲዱ ከም ዝርከብ ንኩሉ ቡሩህ እዩ። እኖሆ ድማ ማዕበል ዉጹዕ [...]

Activists Commemorate Massive Detentions Of Eritrean Christians
LONDON/ASMARA (BosNewsLife)– Activists from Britain and Ireland were taking part in a protest outside the Eritrean embassy in London on Thursday, May 17, to commemorate the 10th anniversary of mass detentions of Eritrean Christians,organizers said. The “protest vigil” was followed by an evening of prayer for thousands of Eritreans who are currently detained “indefinitely without charge or trial and in inhumane conditions” in “a [...]

ኣብ ምድረበዳ ሲናይ ኣብ ልዕሊ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝፍጸም ዘሎ ጭውያን ግፍዕታትን ገና ብዝኸፍአ መልክዑ ይቕጽል ኣሎ።
ኣብ ምድረበዳ ሲናይ ኣብ ልዕሊ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ብበደዊን ዝፍጸም ዘሎ ጭውያን ግፍዕታትን ዓመጽን ብዝኸፍአ መልክዑ ገና ይቕጽል ከምዘሎ ተጣባቒት ስደተኛታት ዝኾነት ግድስቲ ኤርትራዊት ዶር ኣልጋይነሽ ጋንዲ ንድምጺ ኣሰና ሓቢራ። ንሳ፡ ኣብዚ ቐረባ መዓልታት፡ ኣብ ትሕቲ መሬት ከም ጅሆ ተታሒዞም ክሳቐዩ ዝጸንሑ ካብ 12-16 ዝዕድሚኦም ቆልዑ ዝርከቡዎም 37 ኤርትራውያን ዓቕሎም ጸቢቡዎም ክሃድሙ ምስ ፈተኑ 25 [...]

This message is to inform U.S. citizens that, due to limited staffing, the U.S Embassy in Asmara can provide only emergency services to U.S. citizens in Eritrea as of today, May 7, 2012. We regret that at this time we cannot offer non-emergency services, such as passports, Consular Reports of Birth Abroad, Consular Reports of Death [...]

ንሃገረና ኤርትራን ህዝባን ካብ ብርሰትን ምብትታንን ንምድሓን ሕጂ ንበገስ
ብ24 ግንቦት 1993 ብመስርሕ ዕዉት ረፈንዶም ኤሪትራ ሃገርና አህግራዊ ተፈላጥነት ዝረከበት ልኡላዊት ሃገር ክትከዉን ትብቃዕ ደአንበር በትሪ ስልጣን ዝጨበጠ ጉጅለ ህዝባዊ ግንባር (ናይ ሕጂ ህግደፍ) ፖለቲካዉን ደሞክራስያዉን ሰብአዉን መሰል ህዝቢ ኤርትራ ጨፍሊቑ በሓቲ አረአእይኡ ስለ ዘንገሰ ህዝቢ ኤርትራ አብ ሓዲሽ ናይ ቃልስን ተቓዉሞን መድረክ ንክአቱ ተገዲዱ ከም ዝርከብ ንኩሉ ቡሩህ እዩ። እኖሆ ድማ ማዕበል ዉጹዕ [...]

ክኾነለይ ኢልካ ጸላም ተቐንጢጡ ብርሃን ኣብ ደምበኻ ክደምቕ ብስማካ ፈልሲ ተተኺሉ ኣብ ቀጽሪ መቓብርካ ከጉላዕልዕ ክጸድቕ ማዕረ-ማዕሪኡ ‘ውን እቲ መሻግርትኻ ውጹዕ ህዝቢ ኣብ ራህዋ ኮይኑ፣ ስለ ዓጽመ-ደምካ ከመስግን ክምርቕ እታ ብነጠብጣብ ደምካ ዝተጻሕፈት ሓረግ ናይ ለበዎ ምስላ ጠፊኡና ናይ’ቶም ጠለምትኻ ነብሰ-ፍትወት ዓብሊልዋ እቲ ደምካ እናዛረየ መሬት እናጨቀወ ኣብ ኣፍ ሞት እናተስሓግካ ገጽካ ናጸምለወ፣ ሰሚዕናዮ [...]

In Memory of Sinai Victims ” ወየ ወየ …”
ኣውያት ናይቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፡ ኣብ ምድረበዳ ሳሃራን ኣብ ሲናይን ዝጠፍኡ ኣሕዋትና፡

ናይ መጠረሽታ ድግስ ህ.ግ.ደ.ፍ! ሚኪኤል እምባየ(ኣራንቺ)
“ናጽነት ማለት፣ ናጽነት ህዝብን ሃገርን እምበር፡ ናጽነት መሬት ጥራይ ኣይኮነን፡፡ሓደ ካብ ክልቲኡ እንተዘየለ ናጽነት ክበሃል ኣይክእልን ኢዩ፡፡ስለዚ በይኑ ሉኡላውነት ናጽነት መሬት ጥራይ መዓቀኒ ክብርን መሰልን ደቂ ሰባት ክኸውን ኣይክእልን ኢዩ፡፡” እዚ ወርቃዊ ቃላት እዚ ኣብ ኣርባዓታት ሓርበኛ ኣቦና ኣቶ ወልድኣብ ወልደማርያም ዝበልዎ ኢዩ፡፡ጽሑፈይ በዚ ኣርሒቑ ዝጠመተ ሓቀኛ ትርጉም ናጽነት እየ ክፍልሞ መሪጸ፡፡እቲ ምንታይ ህዝቢ ኤርትራ ዘይከም [...]

እነሆ ብድምጽና ዘይመረጽናዮ ስርዓት ኣብ ሃገርና ካብ ዝነግስ 21 ዓመቱ መሊኡ። መበል 21 ዓመት ዕለተ ልደት ሓዳስ ሃገር ይበዓል ኣሎ። ብመሰረቱ ሃገር ማለት ህዝቢ ካብ ኮነ እቲ ሕጂ ዝጽንበል ዘሎ በዓል፡ ዕለተ ሓርነት ሃገር እምበር ዕለተ ሓርነት ህዝቢ ጌርና ንርድኦ ከይንህሉ ተስፋ እገብር። **** መግዛእታዊ ሓይሊ ካብ መሬት ሃገርና ተባሪሩ ድሕሪ ምዉጽኡ ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ [...]

Eritrea President Denies Stifling Freedom of Speech
Eritrean President Isaias Afewerki has denied that his country stifles freedom of speech, just days after a media rights group identified Eritrea as the most censored country in the world. In an interview with VOA’s English to Africa service on Friday, President Afewerki said his government is not interested in keeping people from expressing their [...]

ንዳግማይ ቅያ፡ ሎሚ’ውን ንሓርነታዊ መስተንክር ብሓባር ንልዓል !!!
“ ኣብ’ዛ ዓለም ተገዲዱ እንተዘይኮይኑ መስልካን ሓርነትካን ዝፈልጠልካ ሓደ’ዃ የልቦን። ንዝተመንዝዔ መሰልኻን ሓርነትካን ክትመልስ ክትቃልስ ናይ ግድን ኢዩ። እንተዝይኮነ ተኹላ እንዳሃለው በጊዕ ክትኸውን እንተመሪጽኻ ምብላዕካ ኣይተርፍን ኢዩ።” ኣባ ተወልደብርሃን ጸጋይ ቅድሚ ዕስራን ሓደን ዓመት ከምዚ ዘሎናዮ ወቅቲ ከም ህዝቢ ሓደ ንዓለም ክትኣምኖ ዘጸግም መስተንክራዊ ዓወት ተጎናጺፍና። ኣብ ምዕራፋት ካብ’ቲ ንፍትሒ ዝተካየደ ቃልሲታት ድማ ሓደ ገጽ ኣብ [...]

21 ዓመታት ስማዊ ናጽነት ኣብ ቆርኒ ሰልሚ ጊላነት
ኤርትራ ሃገርና ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ካብ ትገላገል እንሆ መበል 21 ዓመታ ዝመጽእ 24 ግንቦት’ዩ። ኣብ’ዚ 21 ዓመታት ግን ናጽነት ስማዊ ድኣ ‘ምበር ተግባራዊ ከይኮነ’ዩ ጸኒሑ። ምኽንያቱ ትርጉም ናጽነት ነዚ ኣብ ሃገርና ዘሎ ሃዋሁው ስለ ዘይውክል። ብኣንጻሩ’ኳ ድኣ ባርነታዊ ሂወት ዝተንጸባረቐሉ ምትሓዝ ጅሆ መንእሰያትን ብሓፈሽኡ ህዝባዊ ምብስባስን ዝተርኣየሉ ጸልማት’ዩ ኔሩ። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ እዋን ቃልሲ ንናጽነት [...]
ከም ዝፍለጥ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ታሪኽ ብረታዊ ቃልሱ ዘይሃስስ በሰላ ዝገደፈሉ ናይ ውድባት ዘይምስምማዕን ምፍንጫል ጉጅለታትን ብዓቢኡ ውግእ ሓድሕድን ከም ዝነበረ ዝይክሓድ ሓቂ’ዩ። በዚ ምምቕቓል’ዚ ዝሰክሐ ህዝቢ ድማ መብዛሕትኡ ክሳብ ሎሚ እናተረግጸን እናተወጽዐን ይነብር ኣሎ። ኣብ’ዚ ሎሚ እዋን ኣንጻር’ዚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ማእለያ ዘይብሉ ግፍዕታት ዝፍጽም ዘሎ ጉጅለ ህግደፍ ተላዒሉ ዘሎ ተቓውሞ ደምበ፣ ግስጋሰኡ ካብ [...]
ሓበሬታ ንኽልኹም ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ተቐማጦ ሃገረ ስዊድን ስቶክሆሎምን ከባቢአን
ሓበሬታ ንኽልኹም ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ተቐማጦ ሃገረ ስዊድን ስቶክሆሎምን ከባቢአን ብምኽንያት 24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ህዝብና ነቲ ብመስዋእትን ስንክልናን አሽሓት ደቁ ህያው ዝኾነ መዓልቲ ናጽነት ንምዝካር አብ ዝሸባሸበሉ ዘሎ ግዜ በቲ ካልእ ወገን ድማ ባህግናን ትምኒትናን ተጨዊዩ ኤርትራዊ አብ ገዛእ ሃገሩ ሰብኣዊ ክብሩ ተገፊፉ አደዳ ግፍዕን ማእሰርትን ስደትን ብምኻን ንኽትሰምዖን ንኽትሪኦን ዘሰንብድ ጭካነ ዝመልኦ [...]

Libya: Deserting Refugees in the Sahara
By Rebecca Murray, Kufra — As dusk settles over the isolated Saharan town Kufra, young guards order a few hundred migrants lined up at a detention centre to chant “Libya free, Chadians out”, before they kneel down for evening prayers. Most of the prisoners in the small, squalid compound called the Freedom Detention Centre – run by [...]






